Screen Reader Mode Icon
እዚ ለበዳ ናይኮቪድ-19፡ኣብ ናብራ ናይ ኩሎም ነበርቲ ስኮትላንድ ከቢድ ጽልዋ ጸኒሕዎ’ዩ። ንገለ ሰባት እኳካብቶም ካልኦት ብዝገደደ’ዩ ጸልዩዎም።

ናይ ስኮትላንድን ናይ ስደተኛታት ካውንሲልን፡ ኲን ማርግረት ዩኒቨርሲቲን (Queen Margaret University)፡ንዓኻ/ኺ ከምኡ’ውን ንካልኦት ኣብ ስኮትላንድመጺኦም ሓደስቲ ስኮትላንዳውያን ኮይኖም ንዘለዉ ሰባትን ክሳብ ክንደይ ኮቪድ-19ጸልዩኩም ከምዘሎ ክርድኡ ይደልዩ ኣለዉ።

ኣብዞም ሕጂ ስኮትላንድ ንምምካት ናይ’ዚ ለበዳትንቀሳቐሰሎም ዘላ ቀጸልቲ ደርጃታት፡ ዘድልዩኹም ነገራትን፡ ዘለኩም ስክፍታታትንንምፍታሕ፡ ብመንግስቲ ስኮትላንድን፡ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያን ይሕሰበሎም ከምዘሎ ከነረጋግጸልኩም ንደሊ።

እዚ ኣብዚ መጠይቕ’ዚ ብኣኹም ዝወሃብ ዘሎ ሓበሬታ ድማ ንመጽናዕቲ ዝዓለመ ጥራይ እዩ። እቲ ውልቃዊ መልስታትኩም ከኣእንታውነትኩምብዘይፍለጠሉ ኣገባብ እዩ ዝተሓዝ ።

ንስለ ተሳትፎኹምን ኣበርክቶ ርእይቶታትኩምን ምስጋና ይብጻሕኩም።
0 of 28 answered
 

T